Don't let you down on your Country Eritrea 🇪🇷 behinds your too my Brother and Sister Ery, Don't give chance to the divel please let God be with you always weady Ery, just behelf your self after all that happened never feaget it will never is like you Country wars your goings in the world that is very Very Very proud of your brother Ackalo of Eritrea brother and sister thanks again. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💞💕❣️
Aklilee eritrawin elka alku ... gen sey hemqee lemdtatee kab ethiopian zemxuwo eiu edgna tegruwni ewun alweu edo ...Tegru/Ethiopia...tegrinja zerbe kelu aykunne Eritrea.....hezbi Eritrea wehude hezbi eiu ....ezi gudaie ab Germeny Holland @ uk suize all the same man ewun the same eiu ..kula aslyum be nay Eritrawian eiom hibom wal amhru be nay Eritrea zehbu alwu Gonder amhru esom ewun Yeflteo eiom ge. Nay sebe haile sel zedlome Yang Power eiom tem zeblu ....eiom ..neome ewun yehgzwom eiom so kula eritrawin aynqblone.....ab tesdo adi gen qunqan bahil meflte ne nebsom kehischom agdsi eiu🇪🇷💤✊🏿 at the end gen Eritreawi teuxiuu texqitu
Nothing wrong with sticking with own people, this kind behavior not only with Eritreans citizens, Eritreans have the right to stick with their own people, you can not force them to mingle with other race.
Bravo Akile ,Ezi guday kelil aykonen kulu Eriterawi btkuret krieo alewo.🇪🇷🇩🇪
ብናተይ ርእይቶ፣
1፡ ኣትሕወሱን ኢኹም፡ ንበይንኹም ኢኹም ትኸዱ ወዘተ ክብሉ እንከለዉ ብናይ ብልህታት ኣዘራርባ " ውጹኣት ዓሌተኛታትን፡ ኣብ ጥራሕ መዓኮርኩም ትዕቢተኛታት ኢኹም" ማለቶም እዩ።
2፡ እቲ ስደተኛ ዝብል ቃል ኮነ ስነ- ሓሳብ ዝተረድኣካ ኣይመስለንን! ተጮቊነ፡ ተዋሪደ፡ ባርነት መሪሩኒ ዝብል፡ ሓታቲ ዑቕባ እዩ። ብገንዘበይ እየ ዝነብር ትብል እንተኾንካ፡ መን ስለዝኾንካ እዮም ኣብ ዓዶም ከእትዉኻ? ሰልዲ ዘለዎ ኣብ ድላዩ ክነብር ይኽእል ዝብል ሕጊ ኣሎ ድዩ!?
3፡ 100 ሽሕ ኤርትራዊ ኣብ ዩጋንዳ ኣሎ ኢልካ። ኣዝዩ ገዚፍ ቁጽሪ እዩ። ን ዩጋንዳ ከም መሰጋገሪ እዩ ዝጥቀመሉ ከኣ ትብል። ነዚ 100 ሽሕ ዝቕበል ኣውሮፓ ይኹን ኣመሪካ ኣሎ ድዩ!? እንታይ ስለ ዝኾና እዮም ክንድዚ ቁጽሪ ክቕበሉ? እቲ ዘለና ግምት ኣብ ልዕሊ ነብስና ዘገርም እዩ። እንታይ ስለ ንባቑጠሎም እዮም ክቕበሉና?
4፡ እታ ፍታሕ ወይ ተቓሊስካ ዓድኻ ምምላስ እያ! ወይ ከም ሓታቲ ዑቕባ ብሰላምን ፈንጣሕጣሕ ከይበልካ ኣብታ ዘለኻያ ምንባር እያ።
Betmie abi restore eyu zhway
100%👌❤❤❤
ሓቁ እዩ ኩሉ ሰብ ሰሊጥዎ ናብ ምዕቡላት ሃገራት ክሰጋገር እምበር ኣብዚ ክነብር ኢሉ ዝመጽእ የለን
Bravo akile bejakatkum nimeslkum balkum tqbekulu
ኣኪለ ብጣዕሚና ንጽበየካ ጸኒሕና።💙💙💙
ጽቡቕ ሓበሬታ ኣኪለ ዓርከይ!
እስከ እዚ ኩዉንን ዘይኩዉንን ብዛዕባ ኤርትራውያን ብእኩብ ኣብ ኡጋንዳ ገይሮሞ ዝበሃል ዘሎ፡ እቲ ሓቂ ፈትሽካ ኣረጋግጸልና ኢኻ።
ብፍላይ እዚ ከም ደስ ዝበለካ ሽምን ምኽንያትን እናሃብካ ዝግበር ምዝርጋሕ ሰንሲቲቭ ሓበሬታ፡ መበገሲኡን ምንጩን ክትፈልጦ ስከ ፈትን።
መንግስቲ ኡጋንዳ መቸም ከምትፈልጦ፡ ንኸምዚታት ዜሮ ተጻዋርነት እዩ ዘለዎ።
ክንጽበየካ ኢና።
ንኹሉ ስራሓትካ ድማ ከም ወትሩ የድንቐካ።
Kalii mis deki Uganda nizeararek mibal biwegeney kunu aykonen! Bahilina neni beyinu iyu!
Thanks Akile good job 👏 and good idea be organize guys from 🇰🇪🇪🇷
Edmen tenan yhabelna Aklilu
Thanks akile edmen tenan yhabena fetari
ብሰንኪ ንቑጽ ይነድድ ርሑስ ከምዝባሃል ውሑዳት ናይ ቡዙሓት ስም የባላሽው
Sedete zeyetirkebo sheme yelone enber gole anestoyti eritreas ayeteminzerin ya🇪🇷💔💔💔😭😭😭🙏🙏🙏
Ezia office kifetu zbelikays .... Kindey gzie tedegagimatini ala neay biwilikey so kinserihala kemzelena xbuk azekirikana thanks so much
Behaki Hakka Eka aklilu hawey kulu bsm Eritrawyan zkone nkulu u zmlket slezi kulna Eritrawyan wekilna nnfai dea ember aynhmek yehwat
Akile nezom zbeasu zelewu ena gele video srhalom bejaka 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቁቡሉ መግለጺ
እቲ መዓልቲ ኣብ ምቹእ ኣይገበርኩሞን ምክንያቱ መብዛሕቲኡ ሰብ ኣብ ቤተክርስትያን እዩ ዝውዕል ዘሎ
ወይለከ ቤተክርስትይንካ እሞ ንዕኦም እንታይ ድዩ
Indeed grateful Aklilu
thanks akile foe your every second update information.. but can u send us the link about new RUclips channel u have opened????
thanksግን ወደብቲ ከም ዘድልየና ንፈልጥ ኢና ንመን ወድበና ግን ንብል ጀምርዎ ሞ ከም ናይ በተክርስትያን ኣብ 6 ወርሒ ክኸውን ይኽእል ኣብ ካልእ ነቶም ወደብትና ካባና ዝሕተት ነማልእ።ናኼባ ዝምልከት ግን ኣነ ብገዛእ ርእሰይ ኣይሰማዕኩን
Akile much respect for you ❤
እቲ መፍትሒ ኣብ ኢድና ኣብ ኤርትራውያን ኢዩ ዘሎ፣ምኽንያቱ እቲ ጸገም ንሕና ስለዝኾንና ኣብ ዝኸድናዮ ዘይንመሃርን ሸንዳሕዳሕ በሃልትን ኮይና።😢😢😢😢
Thanks Akile
Good job 👏
thanks bro good Job 👍 🎉
ለመጭ እንታይ ዳኣ ንስካ ዘይትከይድ
ኣዳቂሎም ከጣፍኡና ደልዮም ተሓወሶ ተሓወሶ ኣብዚሖም ምስትዉዓል ከድልየና እዮ ኣብ ካልእ ምንቅስቃስ ግን ከማና ዝጢዒ ከማን የለን ዘለናዮ ኩነታት ተጠቂሞም ስልጣኖም ከርእዮን ከሸማቅቁን ደልዮም ዝዝበልዎ ምድጋም ጽቡቅ ኣይኮነን ንመሰልና ከ ንካታዕ እቲ ጽቡቅና ምፍላጥ ከድልየና እዮ ኩሉ ከምዘለዎ ተቀቢልካ ኣይተምጻኣዮ
Don't let you down on your Country Eritrea 🇪🇷 behinds your too my Brother and Sister Ery, Don't give chance to the divel please let God be with you always weady Ery, just behelf your self after all that happened never feaget it will never is like you Country wars your goings in the world that is very Very Very proud of your brother Ackalo of Eritrea brother and sister thanks again. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💞💕❣️
deport them to Eritrea if they do not behave.
Thankyu more
እናመሰግናለን
Kulu seb bietecrstian iyu nieru ayfeleton kea mebzahteu thank u
It's good idea thanks for advice.❤❤❤
ሰላም Mr ኣክሊሉ ይምልከተና እንድዩ ዝበዝሕ ዘይመአከበና ሕማማት ስለ ዘሎ ኣብ ቤተክርስቲያን እዩ የሕሊፍዎ ሰብ ማዓልቲ ክቅየር ኔርዎ ።
ናይ ፈክ መርዐስ እንታይ ይምልከቶ እቲ ሐላፍነት ናይቶም ፈክ መርዐ ዝገብሩ ዘለዉ ሐላፍነት እዩ።
Thanks for sharing God bless you
ኩቡር ሓው ኣክሊሉ ኣብ ስራሕካ ብእትገብሮ ዘይ ጽዓድ ስራሕ የመስግነካ፡ብምቕጻል ኣብዛ ትገልጻ ዘለካ ኣብ ኣከባ ዘይከድካ ትመስል እሞ ድማ ንኩልና ኣገዳሲ 'ዩ ኢልካ ፡ስለምንታይ ዳኣ ዘይከድካ?ብፍላይ ከም ብዓል ከማካስ ኣገዳስነትኩም ልዑል'ዩ።❤
Uganda aykonen zkmet zelo kbur haw
Gubo aykonen zibehal bitigrigna Bilai iyu zibehal, bigibretka arima
ጽቡቅ መደብ እዩ ኣኪለ ሓወይ ግን ብዛዕባ እዚ ሎሚ ቅነ ኣጋጢሙ ዘሎ ኣብ ዩጋንዳ ነንሕድሕድካ ብዓዲ ዶ ብኣውራጃ እንዳበልካ ዝኽየድ ዘሎ ከይዲ ብሰንኪ ውሑዳት እቶም ዝበዛሕና ክንህሰ ሙኻና እዩ so ዝገደፍኩም ገዲፍኩም ወነንቲ ኣበይቲ ሚድያ ብፍላይ ንስኻ ከኣ ኣብዚ ጉዳይ ረጊጽኩም ደው ንክብልን ዕርቂ ክግበርን ንላቦ ኣሎና😢
Eritrawian interview gerom liely amet halifu wisana zaitewahbom sebat alewu bizaeba eziom ente zihitet mihashe neru ezi ke entay konom eyom zaifetehilom zelewu ??
Edmen tenan yhabeka zhawey❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣኽሊሉ ሓወይ ሓያል ማሕበረ ኮም የድሊ ኣሎ ብሰንኪ ዘይረብሑ/ሓ ኣሓት ኣሕዋትን ንብዙሓት ክልክሙ ካብ ምርኣይ ነቶም ውሑዳት ምህዳን ይበልጽ እቲ ንምንታይ ነቲ ውሑዱ ሑሙም እንተ ተኣልዩ ሰላም ምተረኸበ
Thanks akile
ዋላኾ ብዙሕ ጉድለታት እንተሃለወ ካብቲ ዝገርም ግን ሓደ በዓል ስልጣን ካብቲ ዘፍር ኣዋልድኩም ምሳና ኣይቀርባን እየን ዝብል ከም ፍሉይ ኣጀንዳ ኣልዒሉ ክዛረብ ክሳብ ክንደይ ውርደተኛ ምኻኑ እዩ ዘረዳካ ምክንያቱ ክዛረቡ ከለው ክንፈላልዮ ንፈትን ንሕናውን እቲ ካልእ ጉድለታትና ገዲፍና. ኤርትራዊት ጋል ሄዋን ምስ ኤርትራዊ ሓዋ እምበር ምስ ካልእ ዘየድል ጌጋታት ይኹን መውስቦ ኣይትገብርን እያ እዩ ዘስምዕ በዚ ድማ ንሕበነለን ኢና ነዘን ሰርሕቲ ቅያ ኣሕዋትን
ጭፍ ሒዝካ ኢሎሙና ጥራይ ዘይኮነ ነቲ ዝእረም ንኣርሞ. ነቲ ዘሐብን ንተሓበነሉ
I'M Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷
When i read the comments i can't decide whether to admire your patience or feel sorry
Thanks a lot 🙏
ንኹላትኩም ጠርኒፎም ተትመልስኹም ን ኤሬትራ ንሕና ከማን መዕረፍና ካብ ሓዋላ ደናቁር ኣእጋርና ክሳብ ዝሕመና ሰሪሕና ንሰደልኩም ንስኹም ኸኣ ጸጊብኩም ትበኣሱ ጽንሑ ጥራይ ኣቱም ተጸበይቲ ሓዋላ
አታ መትሐዚ ጉሐፍ ነቲ ትሕውለሉ ሰብ ከምኡ በሎ ።ካልአይ ነገር ክአ እዚ ሕጊ ናቶም ክአ ካብ ሕጊ ወጻኢ ኢዩ ዝኮውን ዘሎ አስተውዒልካ ተዓዘቦን ተረዳአዮን ።ቀንዲ ግን አብታ ቀዳመይቲ ዝበልኩካ አስተውዕለላ።
@Wedikeren9798 ሱቅበል ኣታ ወድታ ድቃላ ዘይንጹር DNA ሒዙ ዝተወልደ ተሰሚዕካ ዶ ኣንታ ተጸባይ ሓዋላ ዘይትሰርሕ ግዳ ለማኒ ኣነ ዝሕዉለሉ እሞ ብትምርቲ ዝጸገበ ኣብ ሕግን ሕብረተሰብን ዝዓበየ እዩ ከምዚ ናትካ ኣብ ከረን ጎልጎል ሸበጥ ጌሩ ኮለል ክብል ዝሕለፎ ሰብ ኣይኮነን ለማኒ
እሂታ ብድብድ ሓሳክ ማዓኮር ንስካ ተጸርሂፍካ ዘይትጠፍእ ወዲ ጸርጋፊ ጋባ ታይ ግበረልና ኢልናካ አታይ ንሰይተ ቦካ ዲካ ትሕዉለላ ክድ ነቲ ትሕዉለሉ በሎ ዓታክ ጨናዊ
@AbdelaRomodan-w6g አንታ ወዲ ተጎምባሒ ንስካ ተጎምባሕ ጥራይ ናይ ተጎምባሕቲ ገንዘብ ን ብላሽ ኢዩ ዝጠፍእ ምክኒያቱ አመጻጽኡ ናይ ተጎምባሒ ስለ ዝኮነ ነቶም አነ ዝሰደሎምን ወይ ደሐን ዝሰዱለይን ግን ናይ ረሃጽ ስለ ዝኮነ አብ ምያ ኢዩ ዝውዕል ገለ ምስ ትብል ውን ክውስከካ ኢዩ ወድዛ አንስተይቲ ከልቢ ስቅ ኢላ ክትጉምባሕ ትውዕል፡ናይ ረሃጽ ገንዘብ አብ ማዓልኡ ኢዩ ዝውዕልን ዝጠፍእን ሕራይ'ዶ።
@@Wedikeren9798 ብማዓኮር ዲካ ተወሊድካ መልሓስካ ስብ ክንዲ ጸባ ሓርኢ ልሒስካ ኣፍ ዝከፈትካ ኢካ ትመስል ደሓር ከኣ ንስካ ዓሊት ኣድጊ ስለ ዘለካስ ምስ ስፍራካ ትዛረብ ዘለካ መሲሉካስ ተጎንባሕ ትብለኒ መጋል ኣብ ቱሽቱሽ ዲካ ኣየር ትቅይር ኣነ ብቓንቓካ ኣይዛረበካን የ ቀደሙ ኣድጊ የጠርጥ ምበር ኣይዛረብን ዩ ጥራጥካ ቀጽል ...ቻ..ቻ..በዳን
Akililu hawey tegediska melseley ,
Bzaba reise pass iba geke belena
Tanks akile Hawaii ab geziu habna
መጻኢ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ዩጋንዳ ቅሳነት ዝህብ ኣይኮነን፥ ዉሕጅ ከይመጸ መንገዲ ዉሕጅ ጽረግ ፥ግዳይ ሃንደበት ዉሳነ ከይትኾኑ ሕሰቡሉ።🇪🇷👈
ክፍእ ብምምሃርን ናይ ክፍእ አብነታት ብምኻን ክንፍለጥ? ክሳብ መዓስ??
Thanks akile hawena
Thanks akiliu you are asmart
Thanks ❤akeil
ኣኪ ሓወይ ብጀካ ብዛዕባ ድለላን ስኽራንን ካሊእ ኩሉ ሃለወ ቀጠዉ ኢዩ ብሕጽር ዝበለ ኤርትራዉያን ኣዋልድኩም ኣይትህቡናን ኢኹም ዘይብል ኣብ ጸገም ከምዘለና ስለ ዝፈለጡ ኢዮም ካልእ ኣይኮነን
Aklilee eritrawin elka alku ... gen sey hemqee lemdtatee kab ethiopian zemxuwo eiu edgna tegruwni ewun alweu edo ...Tegru/Ethiopia...tegrinja zerbe kelu aykunne Eritrea.....hezbi Eritrea wehude hezbi eiu ....ezi gudaie ab Germeny Holland @ uk suize all the same man ewun the same eiu ..kula aslyum be nay Eritrawian eiom hibom wal amhru be nay Eritrea zehbu alwu Gonder amhru esom ewun Yeflteo eiom ge. Nay sebe haile sel zedlome Yang Power eiom tem zeblu ....eiom ..neome ewun yehgzwom eiom so kula eritrawin aynqblone.....ab tesdo adi gen qunqan bahil meflte ne nebsom kehischom agdsi eiu🇪🇷💤✊🏿 at the end gen Eritreawi teuxiuu texqitu
hasawi wekaya eka tenki gdifka saeben tzareb anxar higdef teqales haki ente kielka ferah
Eti tkal aykonen gubo zekefel Eritrawyan eyom abegisom
Bejiakum gorahat kunu hawekum aklilu teketateliwo xibuk habereta yhebekum alo tetenkeku meneseyat tesedidom kumneger gberu thtina gerkum kidu bejiakum hwetkum akbu 🙏🙏🙏🙏
Quite responsible job. What are the so-called embassy and the Eritrean community doing?
ክቡር ሰብ!!!! ተባረኽ!!!!
ፕሊስ ኣኪለ ብዛዕባ ዚ ኣብ ኡጋንዳ ብመንእሰያት ዝካየድ ዘሎ ባእሲ ኣይተዛረብካሉን ገለ ዘይትብል ሓቂ ድዩ ሓሶት ስለምንታይ ከ ኣብኡ በጺሑ ባ ሓበሬታ ሃበና ከም ኩሉ ግዜ ኣድናቂካ ኢየ ሞ ሓቂ ካባካ ንጽበ ኣለና።
He is maind his busness he dont care about ppl
ጉቦ ምሃብ ይኹን ምቅባል ሓጢኣትን ገበንን እዩ ።
Can you make a video what is going on in Kampala fighting the youngsters what happened exactly please
Very nice job❤❤❤🎉
ኣኪለ, እሞ እቲ፡ዝበልዎ ዘይትቕበሎ ተኾንካ ምስቶም መሳርሕትኻ ኬድካ ዘይትዛረብዎም? ፍታሕ ዝመጽእ ንዝምልከቶ ኣካል ምዝራብ በር ኣብዚ መጺኻ "እቲ ዝበልዎ ኣይቅበሎን የ ናይዝበልካ ትርጉም የብሉን፡ ንጠንቀቕ ምባል ግን ጽቡቕ ዩ።
Ab zelenayo hagerat Hagerman hzbnan wekilna sebaunet zelewa srah nsrah
የቀንየልና ኣኽሊሉ ሓውና ተገዲስካ ግዘኻ ወፊኻ ዘቅረብካዮ መደብ ብልቢ ነመስግነካ ❤❤❤🎉🎉🎉
Akilu bmejemerata menfesawi selamta yeqedm Kabul qexile abhmamat koynu ayu
tesfa yeblun . n kenya 🇰🇪 mikad yihayish 😢.
ኣኪለ ንባልካ ሓገዝካ ኣበርክት
Bitaemi kinat alewom abana kaliot hagerat ab adom zharmwom natna seb wishitu znegrom niana tray eyom police zefrhuna mezmizomna bimelienan xegurn bi hbrna zikeneu hager eyu skran ewe senefat alewu teharimom yimexu ember tenkol zelewom adi eyom
ዝኸበርካ ሐውና በቲ እተማሐላልፎ ሐበሬታ ነመስግን ኤርትራዊ ጸገሙ ሽግሩ ብሐባር ኮይኑ ክፈትሕ ኣይደልን እዩ ብዉልቁ ብጉቦ ወዲ ጉቦ ጌርካ ነቲ ዘዕቀቦ ሃገር ሕማቅ ትምህርቲ እዩ ዝኸዉን ኣብ ስራሕ ንፉዐት ኢና ረበሻ ስኽራን ምጥፍፋእ ምምስራሕ ወረቃቅቲ ሕማቅ ባህሪ ኣለና በጀኻትኩም ጸገምና ብሐባር ንፍታሕ ሕማቅ ልምድን ወልፍን ንግደፍ ስጋብ ኣምላኽ ፍታሕ ዘዉርደልና ሰላም ናይ ሕማማት ቅነ ይግበረልና ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሐና።
Eway shgere Ata hezebi ezi kulom zegebru zelew abe Europa koyenom aweraja eilom esom abe wehuse bota koyenom abe gza koyenom ho tebelu etom abe aferca koyenom ka yesehnewa alew
ኤርትራውያን ኣብ ሓውና ወዲ ሃገርና እቶም ዝተባዕና ኢና ኣብቶም ደቂ ካልኦት ሃገራት ግን ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ ኢና እታይ እዩ እቲ ምስጢር ብሓደ ሰብ እንዳ ተኮብከብና ኣብ ነንሕድሕድና ሰቡኡት ንከውን
Akile abau keydka nska wn rietoka kthb neyrka
Emo entay alo ftah
ወይ ጉድ ይገርም እዩ
ኤልያስ ዓቢ ሰብ ጡዑም ጠባይ ወርሒ ምሉእ ኣዛዊርና ኣብ ካምፓላ 😊
Thank you Fsh hawey ትሕሾ ደኣ ክብረት ይሃብካ ❤❤
Selam akile , bsem ertirawyan asalm siker zehazu ethiopyawyan wn ko alwo.
Ezi haser zkone hzbi wey menEsey trgum yeblun bzeyka wrdetn n hstretka megedi mqltaf
Hmaq akayda tkedu alekum ..qrub seltnuuu😅😅
ስለምንታይ ኢነተ ኢልካኒ
ኢቲ ሓሳባትና ኪንዲ ባዕልና ኪነሳልጦ
ምንዝርና ኣይኮነን እስኪ ሕሰቦ 3-4ዓመት ይነውሕ ኢዩ ንሶም እኮ ሰሙን ክጸንሑ ዘይክእሉ ነዓና መንዚሮም ይብሉ 😂😂😂😂😂😂😂😂
Eritrean nay behaki 🙏🙏
Nothing wrong with sticking with own people, this kind behavior not only with Eritreans citizens, Eritreans have the right to stick with their own people, you can not force them to mingle with other race.
You have a right in your country
Sorry but you haven't informed as about the meeting in advance brother?
As you have bigger followers please informe the people
Bzarba ezi baesi zbhal zelo gele belen akile
Great
Akile hawna seminaka endina xbuq mkri eu gn mdemdemta aygebrkalun malet ab mntay tebexihu zkone ftah aytegebrn malet eu????
እዞም ሰምሰርቲ ኣብኡ ዘለዉ ብከመይ ከነትሕዞም ንክእል ?
መኣስ ከም ዝክፈት ናይ ሓደሽቲ ምዝገባ ግን ኣይገለጽካልናን ክቡር ሓው
ከመይ ዊዕልካ ኣኺሊሉ ሓወይ
Hji kjmer dyu tesfa alewo dyu weys nono ...ane ayteredeann😢
Abza nay gubo haqu alo liali aqen yekafilu alwu daw kibil alwo
Please🙏🏿 make plan to go back home 🇪🇷
That's not a wise idea bro! You better keep your mouth shut. How callous are you to give this heartless advice!
Bravo ❤❤👍
ብዛአባ ትራቨል ዶኮመንት አታይ ትብለና ቅድም አብ 2_3 ሰሙን ይወሃበካ ነሩ ሎሚ ገን 2_3 ወርሒ ኮይኑ አታይ አዩ ነገሩ አብ አኡጋዳ
ኣኽሊሉ ሓውና ጽቡቕ መደብ ግን ይቕረታ ብዛዕባ ቲ ዘሎ ባእሲ ብቕልጡፍ ክትዛረብ የ ተጸብየ ግን ኣይገበርካዮን !!! ብዝኾነ የሕዋትና ስደቶም ጸይሮም ብሰላም ብፍቕሪ እንተ ነበሩ ጽቡቕ ኣይኮነን ግን እዚ ናይ ሓደ ክልተ ዓያሹ ባእሲ ጋሻ ውሕጅ ሒዝልኩም ከም ዝመጽእ ኣይትዘንግዑ ፡ በዚ ሕጂ ዝተዛረብካዮ ማዕረ ክንደይ ጠሚቶምኹም ከምዘሎው ዩ ዘርኢ ...ዝሙት ፡ እንዳ ቀምቃማይ ፡ ወልዋሊ ጫማ ካልእን ምባሎም ቀሊል ኣይኮነን ። ኣኽሊሉ ሓውና ይኣክል እዚ ዕሽነት ብዝሓለፈ እንዳ ሓዘንና ሕጂ ከኣ ኣብ ዩጋንዳ ክድገም ዘሕዝን ዩ !!!
akile qeribka ko ketewasbena rhqetna Halina ko aykealnayo
Good Job Keep it 🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🌹🌹🌹
መላእኽቲ ዲና መሲልናዬም ኔርና
Very interesting iMessage ❤❤❤
Bezaeba dubai dea meas eka ketjmer
Ab Belgium Kea nay del alay elom nhadesty geza zdalu genzeb yekflwom
gerimuna ezy mengisty entefeltwo abi shger kife
Eway xegem 😢zeythbru mo hawey wey haftey